“The minute a refugee has a job, that’s the minute they stop being a refugee.”

– Hamdi Ulukaya, founder and CEO of Chobani –

“The minute a refugee has a job, that’s the minute they stop being a refugee.”

– Hamdi Ulukaya, founder and CEO of Chobani –

ወኪል ስራሕ ንስደተኛታት

ዕዉት ጽምዶታት ንምፍጣር ንስደተኛታትን ንኣስራሕትን ሞያዊ ደገፍን መምርሒታትን ንህቦም። ኣዝዩ ሰፊሕ መርበብ ናይ ስደተኛታትን ጥሉቕ ፍልጠት ናይ ክእለታቶምን ድርኺታቶምን ኣሎና ምስ ኣብቲ ዞባ ዘለዉ ወነንቲ ትካላት ድማ ነላልዮም።

ከም ኣስራሒ እትረኽብዎ ረብሓታት፡

  • ተዓጻጸፍቲ፡ ድርኺት ዘለዎምን ዕጉባትን ኣባላት፡
  • ብዙሕነት ኣብ ትካልኩም፡
  • ተጠቃሲ ምዕቃብ ገንዘብ ኣብ ሰራሕተኛታት ናይ ምቑጻር ወጻኢታት
  • ሞያዊ ምኽሪ፡
  • ንብምሉኡ እቲ ምምሕዳራዊ መስርሕ ዝሽፍን ኣገልግሎት ደሞዝ።

ከም ሰራሕተኛ ትረኽብዎ ረብሓታት፡

  • ናይ ገዛእ ርእስኹም ኣታዊ ትረኽቡ፡
  • ናብ ሕብረተሰብ ብዝቐልጠፈ ትወሃሃዱ
  • ንቋንቋ ዳች ዝብቐልጠፈ ክትመሃርዎ ኢኹም
  • ናይ ስራሕ ተሞክሮ ክትረኽቡ ኢኹም
Duizend 1 - Uitzendbureau voor nieuwe Nederlanders
Duizend 1 - Uitzendbureau voor nieuwe Nederlanders