ኣስራሕቲ

ኣስራሕቲ

Duizend1 ምስ ንስደተኛታት ህይወቶም ዳግም ንምህናጽ ዕድል ክህቡ ዝደልዩ ዋኒንተኛታትወነንቲ ትካላትን ክሰርሕ ሓበን ይስምዖ።ምስ ካልኦት ባህልታት ምስራሕ ብሓደስቲ ኣረኣእያታትን ካልኦት መወከሲታትን ኣቢሉ ብልጽግና ክፈጥር ይኽእል።

Duizend1 እንታይ ክቕርበልኩም ይኽእል፧

  • ተዓጻጸፍቲ፡ ድርኺት ዘለዎምን ዕጉባትን ኣባላት
  • ኣዝዩ ሰሓቢ ዋጋታት
  • ንብምሉኡ እቲ ምምሕዳራዊ መስርሕ ዝሽፍን ኣገልግሎት ደሞዝ
  • ብዙሕነት ኣብ ትካልኩም
  • ማሕበራዊ ሓላፍነት ዘለዎ ዋኒንነት
  • ተጠቃሲ ምዕቃብ ገንዘብ ኣብ ሰራሕተኛታት ናይ ምቑጻር ወጻኢታት
  • ሞያዊ ምኽሪ

ከም ዋኒንተኛ፡ ነዚ ዝስዕብ ክትቅርቡ ትኽእሉ `ዶ፧

  • ቀሊል ስራሕ
  • ዕጋበት ዝህብ ስራሕ
  • ምስ ናይ ዳች ናይ ስራሕ ልምድታት ዘለማምድ ምቹእ ናይ ስራሕ ሃዋህው
  • ርክብ ምስ መሳርሕቲ ዝድግፍ ስራሕ

ነጻ ኴንኩም ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም። ምስቶምዝበለጹ ክኢላታትና ከነራኽበኩም ሃንቀውታ ኣሎና።

ሕጂ ነዞም ዝስዕቡ ሰራሕተኛታት ንስራሕ ንደሊ ኣሎና፡

ቴክኒካውያን ኣባላት፡ ኣጽረይቲ፡ ተቐበልቲ ጋሻ፡ ናይ ጀርዲንን ናይ ምውቃብ መሬት ሰራሕተኛታትን፡ ዳብራት፡ ሰራሕተኛታት ህንጻ፡ ኣገዓዓዝቲ

Duizend 1 - Uitzendbureau voor nieuwe Nederlanders