ሰራሕተኛታት

ሰራሕተኛታት

Duizend1 - Employment agency for refugees

ኣብ ኔዘርላንድስ ንዘለኩም ዕድላት ብስራሕ ጌርኩም ከተዕብይዎ ትደልዩ `ዶ፧ ደስ እንዳበለና እዚ ዕድል እዚ ንቕርበልኩም።

ሓድሽ ዜጋ ዳች ዲኹም፡

  • ክትሰርሑ ህርፋን ኣለኩም `ዶ፧
  • ናትኩም ኣታዊ ክትረኽቡ ትደልዩ `ዶ፧
  • ናይ ስራሕ ተሞክሮ ክትረኽቡ ትደልዩ `ዶ፧
  • ምስ ህዝቢ ዳች ክትራኸቡ ትደልዩ `ዶ፧
  • ቋንቋ ዳች ክትላመዱ ትደልዩ `ዶ፧

ኣኼባ ንምርኻብ ርኸቡና ናብ ሓድሽ መጻኢኹም ድማ ነቲ ቀዳማይ ስጕምቲ ውሰዱ!