ሰራሕተኛታት
ሰራሕተኛታት
ኣብ ኔዘርላንድስ ንዘለኩም ዕድላት ብስራሕ ጌርኩም ከተዕብይዎ ትደልዩ `ዶ፧ ደስ እንዳበለና እዚ ዕድል እዚ ንቕርበልኩም።
ሓድሽ ዜጋ ዳች ዲኹም፡
- ክትሰርሑ ህርፋን ኣለኩም `ዶ፧
- ናትኩም ኣታዊ ክትረኽቡ ትደልዩ `ዶ፧
- ናይ ስራሕ ተሞክሮ ክትረኽቡ ትደልዩ `ዶ፧
- ምስ ህዝቢ ዳች ክትራኸቡ ትደልዩ `ዶ፧
- ቋንቋ ዳች ክትላመዱ ትደልዩ `ዶ፧
ኣኼባ ንምርኻብ ርኸቡና ናብ ሓድሽ መጻኢኹም ድማ ነቲ ቀዳማይ ስጕምቲ ውሰዱ!